ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቀባብላ ሓድሽ ዓመት 2016


ካብ ኒው ዮርክ ክሳብ ኣውስትራሊያ፣ካብ ፈረንሳይ ክሳብ ጃፓን ካብኡ ንላዕልን ሚሊይቶናት ኣብ ትሕቲ ፅኑዕ ሓለዋ ፀጥታ ሓድሽ ዓመት 2016 ብታሕጓስ ኣኽቢሮምዎ ኣለው።ዝዓበየ ሓደጋ እውን ኣየጋጠመን።

ኣብ ኒው ዮርክ ኣማእቲ ኣሽሓት Times Square ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኣደባባይ ሓድሽ ዓመት ብውዕውዕ መንፈስ ተቐቢሎምዎ ኣለው።

ኣውስትራሊያ ኣብ ከተማ ስድኒ ኣብ ዝርከብ ስድኒ ሃርበር መብራህቲ ብምውላዕ ኣኽቢራቶ ኣላ።ኣብ ጃፓን ሓድሽ ዓመት ዘበስር ደወል ምስ ተሰምዐ ፍርቂ ለይቲ ማለት እዩ ዝተንፍሑ ላስቲካት /Balloons/ ናብ ሰማይ ተበቲኖም።

ኣብ በልጄም ኩሉሻዕ ኣሕሻት ብሓደ ተኣኪቦም ዝቕበልሉ ስነ ስርዓትን ኣብ ድሮ ሓድ ሓድሽ ዓመት ንዝትኮስ ርችትን ሰበስልጣን ሰሪዞምዎ።ብስግኣት ሽበራዊ መጥቓዕቲ።ዝርዝሩ ኣብዚ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:27 0:00

XS
SM
MD
LG