ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰኔጋላዊያን ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ሓዲሽ ጉዕዞ ጀሚሮም ኣለዉ


ሰኔጋላዊያን ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ሓዲሽ ጉዕዞ ጀሚሮም ኣለዉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:57 0:00

ናብ ኤውሮጳ ዝስደዱ ካብ ዝነበሩ ሰኔጋላውያን፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብዙሓት ብላቲናዊት ሃገር ኒከራግዋ ኣቢሎም ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ሓዲሽ ጉዕዞ ጀሚሮም ኣለዉ። እንተኾነ ኩሎም ኣይኮኑን ዝቐንዖም። ገሊኦም ኣብ ዶብ ሜክሲኮን ኣመሪካን ተታሒዞም ናብ ዓዶም ዝምለሱ`ውን ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG