ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ ፕረ. ዚምባብወ አባላት ካቢኔ መሪጾም


ሓድሽ ፕረዚደንት ዚምባብወ ኤመርሰን ሙናንጋግዋ ንሓደ ወታደራዊ በዓል ስልጣን ኣብ ካብኔ ዝለዓለ ስልጣን ሂቦምዎ።ንሮበርት ሙጋቤ ካብ ገዛ ከይንቀሳቐሱ ብምግባር ንመንግስቲ ተቖፃፂሩ’ሎ ኢሎም ዝኣወጁ ጀነራል ሲቡሲዮ ሞዮ ሚንስትር ወፃኢ ጉዳያት እታ ሃገር ኮይኖም ተሸይሞም ኣለው።

ተቓወምቲ ኣብቲ 22 ኣባላት ዝሓቖፈ ሓድሽ ካብኔ ዘይምሕዋሶም ሙናንጋግዋ ቅድሚኦም ካብ ዝነበሩ ሮበርት ሙጋቤ ብዝተፈለየ ኣሳታፊ ፖለቲካዊ ሃዋህው ክፈጥሩ እዮም ዝብል ተስፋ ኣፀልሚቶምዎ ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሓድሽ ፕረ. ዚምባብወ አባላት ካቢኔ መሪጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:12 0:00

XS
SM
MD
LG