ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶላንድ ትራፕን በርኒ ሳንደርሰንን ኣብ ቀዳማይ መድረክ ምርጫ ህጹያት ተወዳደርቲ ንፕረዝደንት ኣሜሪካ ኒው ሃምሸር ተዓዊቶም

ትማሊ ኣብ ኒው ሃምሸር ኣብ ዝተካየደ ምርጫ ዶላንድ ትራንፕ ካብ ደንበ ሪፖብሊካን በርኒ ሳንደርስ ድማ ካብ ዲሞክራትስ ተዓወትቲ ቀዳማይ መድረክ ምርጫ ህጹያት ተወዳደርቲ ንፕረዝደንት ኣሜሪካ ብምኳን ተዓዊቶም።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG