ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

4ተ ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፡ ጥምረት ፈጢርና ይብሉ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ስርዓት ኣስመራ ኣንጻረይ ሓደሽቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ይወዳድበለይ ኣሎ ኽብል ምኽሳሱ ይፍለጥ። ብኻልእ ወገን፡ 4ተ ዕጡቓት ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ናብ ሓደ ተጠሚርና ዝብል መግለጺ ኣብ`ዚ ወርሒ ሕዳር ምውጽኦም ይፍለጥ።

ነዚ መሰረት ብምግባር፡ ምስ ኣቦ መንበር`ቲ ጥምረት ኣቶ ሞላ ኣስገዶምን፡ ምስ ሓላፊ ወተሃደራዊ ጉዳያት`ቲ ጥምረት ኣቶ ዓብደልወሃብ ማሕዲን ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ምልክት ድምጺ ጠውቑ።

XS
SM
MD
LG