No media source currently available
መንግስቲ ኔዘርላንድስ ናብ ቻይና ዝግበር ሰደድ ሰሚኮንዳክተር ኣብ ምቁጽጻር ምስ መንግስታት ኣመሪካን ጃፓንን ምጽንባሩ ኣፍሊጡ። ኔዘርላንድስ ኣፍራይት ኣብ ዓለም ዝኸበረ ንስሚኮንዳክተር ዘገልግል ቺፕስ ክትከውን ከላ፡ ቻይና ነቲ ተኣፋፊ ቴክኖሎጂ ንኻልእ መዓላ ተወዕሎ ኣላ ዝብል ስኽፋታ ኣለዋ።