ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦራንጀ: ቁሸት ስደተኛታት ነዘርላንድስ

ቁጽሪ ነበርታ 130 ጥራይ ዝበጽሕ ዝነበረ ኦራንጀ ዝተባህለት ቁሸት ነዘርላንድስ ሎሚ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ካብ ሶርያ ሱዳን ኤርትራን ካልኦት ሃገራት ዝመጹ ስደተኛታት ኣስፊራ ትርከብ።

XS
SM
MD
LG