ድሕሪ ዓወት ትራምፕ፡ መራሕቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት “ቅልጡፍ ምትዕርራይ” ኣጀንዳ ይገብሩ
ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ ድሕሪ ምዕዋቱ፡ ደምበ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ምስ ፖሊሲ ትራምፕ ንዝኸይድ ኣጀንዳ ንምትዕርራይ ኣብ ቡዳፐስት ሃንጋሪ ትማሊ ሓሙስ ተጋቢኦም። መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳ ንሓድሽ ምሩጽ ፕረዚደንት ትራምፕ ዘለዎም ድጋፍ ገሊጾም’ዮም። እንተዀነ፡ ኣብ እዋን ወፍሪ ምርጫ ብዝኣትዎ ዝነበረ መብጻዕታት መብዛሕትኦም ጥንቁቕ ስጕምቲ ክወስዱን ክመጽእ ንዝኽእል ለውጢ ምትዕርራይ ክግበሩን ኣብ ምድላው ከምዘለው ጸብጻብ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ይሕብር።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 13, 2024ሓገዝ ኣመሪካ ኣብ ምምሕዳር ትራምፕ ከም ዘለዎ ዲዩ ክቕጽል?
-
ታሕሳስ 13, 2024ትንታነ -- ካብ ኣዋጅ ኣንካራ መን’ዩ ረባሒ?
-
ታሕሳስ 12, 2024ምርኢት ዲጂታላዊ ስራሓት ኤክስፖ
-
ታሕሳስ 11, 2024ቤተ-ጥበብ ምንያ -- ንተሃድሶን ጥበብን
-
ታሕሳስ 11, 2024ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ሶርያ