ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ ኣብ ኣመሪካ ተጀሚሩ


 ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ - ኣብ ናይ ቤልጅም ቤት ጽሕፈት
ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ - ኣብ ናይ ቤልጅም ቤት ጽሕፈት

ናይ 32 መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተራኺቦም፡ ሎሚ ሰሉስ ኣኼባ ጀሚሮም ኣለዉ። ካብቶም ቀንዲ ኣጀንዳ እዚ ብፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝተመርሐ ርክብ ንዩክሬን ወታሃደራዊ ሓገዝ ንምቕራብ’ዩ።

እንተዀነ ድሕሪ ፕረዚደንታዊ ክትዕን ኣባላት ሰልፊ ደሞክራሲያውያን ንባይደን ካብቲ ውድድር ንኽስሕብ ዝገብሩዎ ዘለዉ ድፍኢትን፡ እቲ መድረኽ ፕረዚደንት ባይደን ንኽመርሕ ብቝዕ ምዃኑ ዘርእየሉ ኣጋጣሚ’ዩ ዝብሉ ወገናት ኣለዉ።

ድሕሪ ምርጫ፡ ትራምፕ እንተተዓዊቱ’ውን ዝምድናታት ወጻኢ ኣመሪካ ክልውጦን ኣብቲ ኪዳን ዘለዎ መሪሕነትን ከጕድል ከም ዝኽእል ይግመት።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG