ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናትናኤል ብርሃነ፡ ሻምፒዮን 7ይ ውድድር ብሽክለታ ኣፍሪካ


ኣብ`ዛ ዓመት`ዚኣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት 60 ዝኾኑ ውድድራት ኣካይዱ

ኤርትራ ካብ 2006 ኣትሒዛ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ብሽክለታ፡ ጽብለልታኣ ክትቅጽል ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ`ዚ ወርሒ ሕዳር ባዕላ ኣብ ዘተኣናገደቶ ውድድር ሻምፒዮን`ውን ቀዳመይቲ ብምዃን ክትዕወት በቒዓ`ላ፡

ኣብ`ቲ ውድድር 15 ሃገራት ኣፍሪቃ ተሳቲፈን፡

ምስ ሻምፒዮን ኣፍሪቃ ዳንኤል ብርሃነ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡

XS
SM
MD
LG