ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮኸብ ስፖርተኛ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ


ናትናኤል ብርሃነ
ናትናኤል ብርሃነ
ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ናይ‘ታ ዝተዛዘመት ዓመት ኣፍሪቃዊ ኮኸብ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ተባሂሉ ከምዝተመረፀ ዝረኸብናዮ ዜና ስፖርት ሓቢሩ።

ናትናኤል ክልተ ጊዜ ማለት ዓሚን ቅድሚ ዓሚን ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ከምዝኾነ ዝዝከር‘ዩ።

ንሱ፣ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ኣብ ዓዲ ፈረንሳ ንዝመደብራ UCI ProTeam Team Europcar ዝተባሃለት ጋንታ ብደረጃ ፕሮፈሽናል ተቀዳዳማይ ይወዳደር።
XS
SM
MD
LG