ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምትዕርራይ’ዶ ወይስ ምቍፅፃር ዕዳጋ? ዝተኸፋፈለ ውፅኢት


ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ
ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ

ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ግዜ ድሕሪ ዘተኣታተወቶ ምትዕርራይ መጠን ሸርፊ ወፃኢ፡ ኣብ ዜጋታት እታ ሃገር ከቢድ ተፅዕኖን ኣንፈት ምጥፋእን ፈጢሩ ኣሎ። ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ሰብ ሞያ፡ እቲ ፖሊሲ ኣብ ዝተናውሐ ቍጠባዊ ረብሓ ከምፅእ ከም ዝኽእል እምነቶም ይገልፁ። ገለ ቍፅፅር እንተዘይተገይሩ ግን ሳዕቤናቱ ከቢድ ምዃኑ የጠንቅቑ። ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ’ውን ነዚ መስመር ዝኽተል ዘሎ ይመስል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ

‘ዊጀት’ 35306 ፈሺሉ

ኣብዚኣ'ሞ

‘ዊጀት’ 35307 ፈሺሉ
XS
SM
MD
LG