ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ምፍታሕ ፍልልይ፡ ልኡኽ ቤት ምኽሪ እምነት እስልምና ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ይበፅሕ

ድሕሪ ምፍታሕ ፍልልይ፡ ልኡኽ ቤት ምኽሪ እምነት እስልምና ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ይበፅሕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:24 0:00

ድሕሪ ምፍታሕ ፍልልይ፡ ልኡኽ ቤት ምኽሪ እምነት እስልምና ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ይበፅሕ

ኣብ መንጎ ኣብያተ ምኽሪ ጉዳያት እምነት እስልምና ክልል ትግራይን ፌደራልን ዝነበረ ኣፈላላይ ብይቕሬታ ድሕሪ ምፍታሑ መራሕቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፌደራል ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። እቲ ዝፀንሐ ክፍተት ብሰላማዊ መንገዲ ምፍታኡ ንረብሓ ህዝቢ ትግራይን ተኸትልቲ እምነት እስልምና እቲ ክልል’ዩ ዝበሉ ክልቲኦም ኣካላት፡ ሓቢሮም ክሰርሑ ምስምማዖም ገሊፆም። ኣብቲ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ’ውን ዝተረኽበሉ ኣጋጣሚ ተሳቲፉ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳልዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG