ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ሙዚክ ማን ኦፍ ኣፍሪካ" ሊዮ ሳርኪስያን ኣብ መበል 97 ዕድመኡ ዓሪፉ

"ሙዚክ ማን ኦፍ ኣፍሪካ" ብዝብል ዝፍለጥ ገዲም ኣዳላዊ መደብ ሙዚቃ "ሙዚክ ታይም ኢን ኣፍሪካ" ዝኾነ ሊዮ ሳርኪስያን ኣብ መበል 97 ዕድመኡ ዓሪፉ።

ሊዮ ሳርኪሳን ዳርጋ ኣብ ነፍስ ወከፍ ሃገር ኣህጉር ኣፍሪቃ ብምብጻሕ: ሙዚቃ ኣፍሪቃ ኣህጉራዊ ተፈላጥነትን ተሰማዕነትን ክህልዎ ዝገበረ ህቡብ ኣዳላዊ መደብ ሙዚቃ ድምጺ ኣሜሪካ እዩ ነይሩ።


XS
SM
MD
LG