ዋሽንግተን —
ዘይሕጋዊያን ደቂ ሰባት ንስደተኛታት የመላልሱለን ካብ ዝነበራ ዝተሰባበራ፣ዝኣረጋን ዝተደርበያን ጃላቡ ብዝተረኸበ ዕንጨይቲ ተጠቒሞም እሱራት ዝሰርሑዎም ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት ተጠቒሞም ኣብ ከተማ ሚላን ሙዚቃዊ ምርኢት ተዳልዩ።
ቅጥዒ