ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ሞያለ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ኣጥቂዐ ኢሉ

Moyale
Moyale

ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተዋህበ ምላሽ ዛጊድ የለን።

ወሃቢ ቃል-ኦነግ ኣቶ ቶሌራ ኣደባ፡ ኣብ`ቲ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተኻየደ መጥቃዕቲ 12 ወተሃደራት መንግስቲ ቀቲልና ፡ ልዕሊ 10 ካልኦት ኣቑሲልና ክብሉ ንቪኦኤ ተዛሪቦም።

ሓንቲ ጋዜጣ ኬንያ፡ ሰራዊት መንግስቲ ዶብ ኬንያ ሰጊሮም ኣጥቂዖም ክትብል ጸብጺባ ኔራ። ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተዋህበ ምላሽ ዛጊድ የለን።

This item is part of
XS
SM
MD
LG