ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከባቢ ሞስኮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሓንቲ ባቡር ምስ መኪና ብምግጫዋ 16 ሰባት ሞይቶም


ሞስኮ፡ ሓንቲ ባቡር ምስ መኪና ብምግጫዋ 16 ሰባት ሞይቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:34 0:00

ሞስኮ፡ ሓንቲ ባቡር ምስ መኪና ብምግጫዋ 16 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ከባቢ ሞስኮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሓንቲ ባቡር ምስ መኪና ብምግጫዋ 16 ሰባት ሞይቶም።

እታ ኣውቶቡስ ስደተኛታት ሰራሕተኛታት ካብ ዩዝበኪስታን ጽዒና ትጉዓዝ ከምዝነበረት ዝተፈልጠ ኽከውን ከሎ ኣብታ ባቡር ብዙሕ ጉድኣት ከምዘይበጽሓ’ውን ተፈሊጡ’ሎ።

ይኹን ደአ እምበር እታ ኣውቶቡስ መለለይ ታርጋ ናይ ካርጋዚስታን ሒዛ ዝነበረት ከምዝነበረት መራኸቢ ብዙሃን ሩስያ ሓቢሮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG