ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መርከብ ዝፀንሑ ልዕሊ 800 ስደተኛታት ሲሲሊ ኣትዮም


ኣብ ናይ ጀርመን መርከብ ሰብኣዊነት ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ንማዕልታት ዝፀንሑን ካብ ምጥላቕ ዝድሓኑን ህፃውንቲ ዝርከቡዎም ልዕሊ 800 ፍልሰተኛታት ኣብ ወደብ ሲሲሊ ወሪዶም።

ሰበስልጣን ጥሊያን እታ መርከብ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም ናብቲ ወደብ ክትኣቲ ፈቒዶም።መብዛሕቲኦም ካብ ምዕራብ ኣፍሪካ፣ግብፂ ወይ መሮኮን ምኳኖም ኣብ ናይ ጥሊያን ኣድሕን ህፃናት Save the Children ጂዮቫና ዲ ቤንዴቶ ገሊፆም ኣለው።

ክሳብ ሎሚ ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 54,000 ፍልሰተኛታት ብባሕሪ ሜዲትራኒያን ሰጊሮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG