ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ወርሒ ክትዓልብ ዝተወንጨፈት መንኮርኮር ኣመሪካ ጸገም ኣጋጢምዋ`ሎ


ኣብ ወርሒ ክትዓልብ ዝተወንጨፈት መንኮርኮር ኣመሪካ ጸገም ኣጋጢምዋ`ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:36 0:00

ድሕሪ 50 ዓመታት ኣብ ወርሒ ክትዓልብ ትማሊ ሰኑይ ዝተወንጨፈት መንኮርኮር ኣመሪካ፡ ጸገም ኣጋጢምዋ`ሎ። እቲ ጸገም ድማ ምልሓኽ ነዳዲ ምዃኑን ካልእ ጸሓያዊ ጸዓት ክትክኡላ ይፍትኑ ከም ዘለዉን መሃንዲሳት ይገልጹ`ለዉ። ናብ ወርሒ ዝነቐለት መንኮርኮር ጸገም ምልሓኽ ነዳዲ ከም ዘጋጠመ ዝገለጸ ወናኒ`ታ መንኮርኮር ኣስትሮቦቲክ ቴክኖሎጂ፡ ሕጂ ናብ ጸሓይ ገጻ ብምቕናዕ ጸሓያዊ ሓይሊ ኣስኒቑ ባትሪ ክመልኣላ ይፍትን ኣሎ።

XS
SM
MD
LG