ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኪነ-ጥበባዊ Mohammed Wardi ንምዝካር ዝተዳለወ መድረኽ ንህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪካ ዘሕበረ ነይሩ ይብሉ ተሳተፍቲ


ኣብቲ ስነስርዓር ኣሽሓት ሰባት ተረኺቦም

ዝሓለፈ ቀዳም 27 መጋቢት 2004 ዓ/ም ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣድነቕትን ፈተውትን ንዝኽሪ ዉሩይ ሱዳናዊ ነፍስሄር መሓመድ ወርዲ ኣብ ዝተዳለወ ምድላው ተረኺቦም ነይሮም።እቲ ምድላው ንሱዳናዊያን፡ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ዘሕበረ ነይሩ ክብሉ ኣብቲ ዝኽሪ ዝተሳተፉ ሰባት ገሊፆም ኣለው።ምሉእ ትሕዝቶ እቲ መደብ የድምፁ።

XS
SM
MD
LG