ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣድነቕቲ ሱዳናዊ ድምጻዊ Mohammed Wardi ንዝኽሩ ድሙቕ ምሸት ኣሕሊፎም


ድምጺ መሓመድ ዋርዲ፡ ኪነው ዶብ ዝድውል ዓሚቕ ፍቕሪ ዝሕደረ`ዩ ይብሉ ገሊኦም ተሳተፍቲ

ኣብ`ቲ ብቐዳም 7 April, 2012 ኣብ Springfield VA. ዝተኻየደ ምድላው ልዕሊ 2000 ሱዳናውያን ዝተረኽቡ ክኾኑ ኸለዉ፡ ብርክት ዝብሉ ደቂ ደቡብ ሱዳን፡ ከምኡ`ውን ተወለድቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተረኺቦም ኔሮም።

ኣብ`ቲ ምሸት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣርቲስታት`ውን ምርኢት ኣቕሪቦም ኔሮም።

ምስ ገለ ኤርትራውያን ዝተገብረ ዕላልን ትሕዝቶ`ቲ ምሸትን ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG