ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ቃናን ብዙሕነትን ባህላዊ ህርመታት ኤርትራ
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተጋብአ ኣህጉራዊ ዋዕላ፡ ካብ መንጎ ዝቐረቡ ወረቓቕታት፡ ንዓይነትን ብዙሕነትን ኣብ በበይኑ ብሄራት ኤርትራ ዝዝውተሩ ህርመታትን ቅኒታትን ዝምልከት’ዩ። ነዚ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ዘቕረበ መምህርን ኣወሃሃዲን ሙዚቃ መሓመድ ሳልሕ ሑሴን’ዩ።
ንሱ ብዛዕባ ውጽኢት መጽናዕቱ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ዘካየዶ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ