ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሞቃዲሾ ብዘጋጠመ ከቢድ ተኩስ ነታጉን 3 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 4 ድማ ቆሲሎም


እቲ መጥቃዕቲ አብ ገማግም ከተማ ሞቃዲሾ ዝርከብ ፍሉጥ ቤት መግቢ ሊዶ ኣብ ሰዓታት ጸሎት ዘጋጠመ ክኸውን ከሎ ድሕሪ’ቲ መጥቓዕቲ ዕጡቓት ግብረ-ሽበራዊያን ናብቲ ቤት-መግቢ ምእታው ኣብ ዝፈተንሉ ምስ ዕጡቓት ሓለውቲ’ቲ ቤት-መግቢ ናይ ተኹሲ ልውውጥ ከምዘጋጠመ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG