ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ሞቃዲሾ ብዝተጻወደ ቦምብ 7 ሰባት ክሞቱ ከለው ካልኦት 21 ቆሲሎም


አብ ሞቃዲሾ አብ ጥቃ ፕሬዝዳንታዊ ቤተ መንግስቲ አብ መኪና ዝተጻወደ ቦምብ ተተኩሱ ብወሑዱ 7 ሰባት ክሞቱ ከለው ካልኦት 21 ቆሲሎም ክብሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ምንጭታት ሆስፒታላትን አፍሊጦም ።

እቲ ብርቱዕ ቦምብ ዝተተኮሰ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት 6 ብ አቆጻጽራ እቲ ከባቢ’ዩ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

አብ ሞቃዲሾ ብዝተጻወደ ቦምብ 7 ሰባት ክሞቱ ከለው ካልኦት 21 ቆሲሎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:20 0:00

XS
SM
MD
LG