ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሞቃዲሾ ኣብ ክልተ መካይን ዝተጻወደ ነታጉ ተተኩሱ 13 ሰባት ቀቲሉ


ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓዲሾ ሎሚ ኣብ ክልተ መካይን ነታጉ ብምጽዋድ ንዝፈጸሞ መጥቃዕትታት ሓላፍነት ወሲዱ’ሎ።

በቲ መጥቓዕቲ 13 ሰባት ከምዝሞቱ ናይታ ከተማ አገልግሎት አምቡላንስ፡ ዶክተራን ሆስፒታላትን ኣፍሊጦም።

ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን ዞባ ማእኸላይ ሶማል አሕመድ ደባድ እቲ ኩነታት ሕንፍሽፍ ከምዝፈጠረ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ሞቃዲሾ ኣብ ክልተ መካይን ዝተጻወደ ነታጉ ተተኹሱ 13 ሰባት ቀቲሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:58 0:00

XS
SM
MD
LG