ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ ተመሃሮ ሰብ ኣልቦ ሞዴል መኪና ምምሃዞም ተገሊጹ


ሽዱሽተ ተማሃሮ ምህንድስና ኮምፕዩተር፥ብብሉትዝን ብኣውቶማቲክን እትንቀሳቐስ፡ ሕጊ ትራፊክን ምልክታት ትራፊክን ኣኽቢራ ብዘይ ሓደጋ እትጉዓዝ ሰብ ኣልቦ ሞዴል መኪና ምምሃዞም ተገሊጹ።

እዞም ሊዲያ ተኸስተ፡መድሃነ ኪዳነ፡ሳሚኤል መሓሪ፡ሙሴ ሰመረ፡ኢዮራም ጸጋይን መኣዛ ኣራያን ዝተባህሉ መንእሰያት ፥ነዛ ሰብ ኣልቦ መኪና ዝተፈላለዩ መጽናዕትታት ድሕሪ ምክያድ ናቶም ፈጠራ ወሲኾም ከምዝሰርሕዋ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኤርትራ፡ ሰብ ኣልቦ ሞዴል መኪና ምምሃዛ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:43 0:00

XS
SM
MD
LG