ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መድሃኔ ተስፋማርያም በርሀ ዛጊት ኣይተፈትሐን


መድሃኔ ተስፋማሪያም ኪዳነ
መድሃኔ ተስፋማሪያም ኪዳነ

ዓቀብቲ ሕጊ ጣሊያን ነቲ ዓብዪ መርበብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት የካይድ ነይሩ ክብሉ ዝሓዝዎ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም በርሀ ዋላ’ውን ዝሓዝኩምዎ ጌጋ ሰብ እዩ ዝብል ብዙሕ መርትዖ እንተቐረበ ዛጊት ኣይፈትሕዎን።

ብተወሳኺ ፖሊስ ጣሊያን ሓያለ ኣስገርቲ ሰባት ሒዞም ኣለው።መሳርሕትና ኪም ሊዊስ ዝለኣኸቶ ምንያ ኣፈወርቂ ክተቕርቦ እያ።

መድሃኔ ተስፋማርያም በርሀ ዛጊት ኣይተፈትሐን
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:48 0:00

XS
SM
MD
LG