ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፤ ዕብየትን ዘይምእኩል መራኸቢታትን ኣብ ዝርጋሐ ዝንቡዕ ሓበሬታ ጥዕና ዝፈጥሮ ሻቕሎት


ዘተ፤ ዕብየትን ዘይምእኩል መራኸቢታትን ኣብ ዝርጋሐ ዝንቡዕ ሓበሬታ ጥዕና ዝፈጥሮ ሻቕሎት
please wait

No media source currently available

0:00 0:47:36 0:00

ምስ ዕብየትን ዝርጋሐን ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ሞያ ጥዕና ኣመልኪቱ ዝዝርጋሕ ዝንቡዕን ጌጋን ሓበሬታ እናዓበየነ ኣሰካፊን ምዃኑ ሰብ-ሞያ ስምዕታኦም የካፍሉ ኣለዉ። ኣብዚ መዳይ ዝርአ ዘሎ ስክፍታትን ንምዕራዩ ብዛዕባ ክግበር ዝኽእል ተበግሶን ኣመልኪትና ምስ ሞያውያን ዘተ ኣካዪድና ኣሎና። መርበብ ሰብ-ሞያ ጥዕና ኤርትራውያን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብዚ ጉዳይ ኣመልኪቶም ዘተ ኣካዪዶም ነይሮም።

XS
SM
MD
LG