ሚነሶታ —
ሰለስቲኦም ሰባት ናብ ዳዒሽ ንምጽንባር ክዘራረቡ ከለው ዝተቐርጸ ድምጺ ናብቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ’ሎ። ሎሚ መዓልቲ ሓደ ካብ መሰኻክር ቃለ-ምስክርነት ሂቡ’ሎ።
እቶም ተኸሰስቲ ሶማልያዊ መቦቀል ዘለዎም ኮይኖም ናብ ሶርያ ክኸዱ ይውጥኑ ኔሮም ብዝብል ዝቐረበሎም ክሲ ናብ ፍርዲ ምቕራቦም ይዝከር።
ምሉእ ትሕዝቶ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።