ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሕበር ኣካለ-ፅጉማን ኤርትራዊያን ጨንፈር ኣሜሪካ ተመስሪቱ


ኣብ ዩ-ስ ብሕጊ ተመዝጊቡ

መበገሲ'ቲ ኣብ'ዚ ወርሒ ዝተመስረተ ማሕበር፡እቶም ኣብ ከሰላ ዝርከቡ ውጉኣት ሓርነት ኤርትራ ምኻኖም ኣቦ-መንበር'ቲ ማሕበር ኣቶ ፀጋይ ነጋሽ ገሊፁ።

"እዚ ማሕበር ሓድሽ ማሕበር'ዩ፡ብመሰረቱ ከኣ ኣካለ ፅጉማን ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ናይ ሓደ ፖላቲካዊ ውድብ ፅልዋን ሕቁፍን ክነብሩ ኣይግባእን...እቲ ጉዳይ ንዓና ብንፁር ናይ ሰብኣዊ ርህራሄ ጉዳይ'ዩ።ስለዚ ክግበረሎም ዝግባእ ብደረጃ ርህራሄ'ዳኣ'ምበር ብደረጃ ፖላቲካዊ ኣረኣእያ ኮነ ካልእ ክኸውን ኣይግባእን።ዕላማና'ውን ኣይኮነን።እዚ'ውን'ዩ ህዝቢ ክርደኣልና ንደልዮ" ክብል ኣቶ ፀጋይ ነጋሽ ገሊፁ።

XS
SM
MD
LG