ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ብኣማኢት ሚልዮናት ዝቑጸር ንሰብኣዊ ረድኤት ዝውዕል ናይ ገንዘብ ሓገዝ ንኣፍሪቃ ንምሃብ ቃል ኣትያ


ኣሜሪካ ኣብዚ ወርሒ’ዚ ነተን ሕጽረት መግብን ህውከትን ዝቃለሳ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃ ብኣማኢት ሚልዮናት ዝቑጸር ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ገንዘብ ንምሃብ ቃል ኣትያ’ላ።

እቲ ገንዘብ ንሓድሽ ፕሮግራማት ምቅላስ ሕማም ዓሶ ዝውዕል’ዩ። እዚ ኣብ እዋን ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ዝተገልጸ ፖሊሲታት ምምሕዳር ንኣፍሪቃ ዝበሎ ሓደስቲ ተበግሶታት ዝሓዘ’ዩ።

እንተኾነ ፕረዝደንት ትራምፕ ኣብ እዋን’ቲ ንመራሕቲ ኣፍሪቃ ዝሃብዎ መደረ ገለ ካብቲ ዘረብኦም ገለ ምግራም’ውን ፈጢሩ’ሎ ።

ኣብ ጎኒ ጎኒ’ቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ምስ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተራኽብሉ እዋን ፕረዚደንት ትራምፕ ብዛዕባ ምፍታሕ ጎንጽታት ንምምያጥ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ናብ ኣፍሪቃ ከምዝልእኹ ገሊጾም አለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG