ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስራሕቲ ሚለንየም ቪለጅ ኣብ ሓውዜን


ንልምዓት መስኖ ዝያዳ ትኹረት ይህብ


ፕሮጀክት ሚለንየም ቪለጅ ዝተባሃለ ዓለምለኻዊ ትካል ልምዓት ኣብ ኢትዮዽያ ኣብ ወረዳ ሓውዜን ኣብ ዝርከባ 11 ጣብያታት ዝተፈላለዩ ውራያት ልምዓት የሳልጥ ኣሎ። ብፍላይ ኣብቲ ከባቢ ልምዓት መስኖ ንምዕባይ 400 ማሕበረሰባዊ ጎዳጉዲ ማይ ብምኹዓት ብርክት ዝበሉ ሓረስቶት ተጠቀምቲ ክኾኑ ይሕግዝ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG