ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰበ ስልጣን ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ንዝፈፀምዎ “ገበናት ፀረ- ሰብኣዊነት” ተሓተቲ ዝኾንሉ መንገዲ ነናዲ’ለና- ኣቦ መንበር ኮሚሽን መርማሪ


ማይክ ስሚዝ - ኣቦ መንበር ኮሚሽን መርማሪ
ማይክ ስሚዝ - ኣቦ መንበር ኮሚሽን መርማሪ

ብሕቡራት መንግስታት ዝተመዘ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ሰበ ስልጣን ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ፈፂሞሞ ዝበሎም ገበናት ንቤት-ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘቅረብሉ ፀብፃብ’ቲ መርማሪ ኮሚሸን መራሕቲ ኤርትራ ኣብ ዓለም-ለሐ ቤት ፍርዲ ገበናት ማለት ICC ወይ ኸኣ ኻልኦት መጋባእያታት ጉዳዮም ክርኣ ዝሓትት’ዩ።

ኣቦ መንበር’ቲ መርማሪ ኮሚሽን ማይክ ስሚዝ ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ከምዝገለፅዎ ቤት-ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ውሽጢ’ዚ ሰሙን ውሳነ ከምዝህብ ትፅቢት ይግበር ኢሎም።

XS
SM
MD
LG