ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ንህዝቢ ኢራን ክትድግፍ`ያ፡ ምኽትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ማይክ ፐንስ

ኣሜሪካ ንህዝቢ ኢራን ክትድግፍ`ያ፡ ምኽትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ማይክ ፐንስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:32 0:00

ኣሜሪካ ንህዝቢ ኢራን ክትድግፍ`ያ፡ ምኽትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ማይክ ፐንስ

ምኽትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ማይክ ፐንስ፡ ህዝቢ ኢራን ለውጢ ክጠልብ ኸሎ ድጋፍና ክነስምዕ ሕልናዊ ግቡእና`ዩ ኢሉ። ማይክ ፐንስ ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ህዝቢ ኢራን ክልዓል ከሎ ከም ፕረዚደንት ኦባማ ምላሽ ንምሃብ መዓልታት ኣይወስደሉን ኢሉ።

ምኽትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ ማይክ ፐንስ ምስ ተሓባባሪት ጋዜጠኛ ድምጺ ኣሜሪካ ግሬታ ቫን ሱስተርን ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:37 0:00

XS
SM
MD
LG