ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጻንሒት ምስ ጋዜጠኛ ምሕረት ዑቕባይ


ጻንሒት ምስ ጋዜጠኛ ምሕረት ዑቕባይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:52 0:00

ጻንሒት ምስ ጋዜጠኛ ምሕረት ዑቑባይ

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ንጋዜጣ ኣዲስ ፎርቹን ካልኦት ማዕከናት ዜናን ክትሰርሕ ዝፀንሐት ጋዜጠኛ ምሕረት ዑቕባይ ኣብቲ እዋን ኲናት ካብ ትግራይ ጸብጻብ ንምድላውን ንምትሕልላፍን እቲ ብዓይንና ዝረአናዮ ፍፃመ ንምንጋር ኣዝዩ ከቢድ ዝነበረሉ እዋን እዩ ትብል።

“ብፍላይ ኣብተን ናይ ፈለማ ሸሞንተ ኣዋርሕ ክበፅሕ ንዝኽእል ሓደጋ ተሓታቲ ዝኸውን ኣካል ኣብ ዘይብሉ ውሕስና ኣብ ዘይትረኽበሉ ከባቢ ኮይንካ ምስራሕ ኣዝዩ ከቢድ ነይሩ” ትብል።

ምሕረት ዑቑባይ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዳ ዝዓበየት ካብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባእውን ሞያ ሕጊ እንተ ተመረቐትእውን ብዝነበራ ድልየትን ዝንባለን ናብ ሞያ ጋዜጠኝነት ምእታዋ ትዛረብ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG