ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኽትዕ፡ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ጠንቂ ስደት መንእሰያት(2ይ ክፋል)


ኤርትራውያን መንእሰያት ናብ ደገ ገጾም ንኸይጥምቱ ኣብ ዓዶም ዘሎ ዕድላት ከመይ ይመስል? ማዕረ ክንደይ`ከ ዘተባብዕ`ዩ?

ጠንቂ ስደት እንታይ`ዩ? ወታሃደራዊ ኣገልግሎት ስለምንታይ በቲ ዝተወሰነሉ ደረት ተግባራዊ ዘይከውን? ኣብ ከባቢ ዶብ ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት ኣብ ዝሃለወሉ እዋን፡ ቅዋም ምትግባር የጸግም`ዶ? ዝብሉን ካልኦትን ነጥብታት ንኽትዕ ቀሪቦም ኣለዉ።
ዳንኤል ኣብራሃ ካብ ቨርጂንያ፡ ሰሎሞን ገብረየሱስ ካብ ካሊፎርንያ`ዮም።
ካልኣይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኽትዕ፡ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ጠንቂ ስደት መንእሰያት(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:19 0:00

XS
SM
MD
LG