No media source currently available
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ካብ ገማግም ባሕሪ ከተማ ትሪፖሊ ምድሓኖም ሓቢሮም። እቶም ስደተኛታት ናብ ደቡባዊ ኢጣልያ የምርሑ ከምዝነበሩን ናብ ታጁራ መዳጎኒ ማእከል ቅድሚ ምውሳዶም ኣብ መደበር ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ከተማ ትሪፖሊ ህክምናዊ ሓገዝ ከምተገብረሎም ተገሊጹ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ