ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖሊስ ሓይሊ ባሕሪ ፖርቱጋል 46 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ገሊጾም


ፖሊስ ሓይሊ ባሕሪ ፖርቱጋል 46 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:17 0:00

ፖሊስ ሓይሊ ባሕሪ ፓርቱጋል ሸውዓት ህጻናት፡11 ደቂ ኣንስትዮን 28 ደቂ ተባዕትዮ ዝርኸብዎም 46 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ካብ ማእከላይ ባሕሪ ሶሉስ ሰነ 13, 2017 ምድሓኖም ሓቢሮም። እቶም ፍልሰተኛታትን ስደተኛታትን ዜጋታት ሶርያ፡ዒራቕ፡ኮንጎ፡ ጊኒ:ኢራንን ማሊን ምኳኖም’ውን ተፈሊጡ’ሎ። እቶም ስደተኛታት ፍልሰተኛታትን ብሓይሊ ባሕሪ ፖርቱጋል ናብ ደሴታት ሌስቦስ ግሪክ ምውሳዶም ተፈሊጡ’ሎ።

XS
SM
MD
LG