ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ 115 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ገሊጾም


ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ 115 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም ገሊጾም
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:01:43 0:00

ነቲ ስርሒት ህይወት አድሕን ዘካየደት መርከብ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኮማንደር ካፕቲን ራሚ ዓሊ ሃዲ እቶም ስደተኛታት ዝበዝሑ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝመጹ ምኳኖምን ገለ’ውን ካብ ሃገራት ዓረብ ዝመጹ ከምዘለው ብምሕባር ብተወሳኺ ሬሳ 5 ስደተኛታት ኣብቲ ናይ ህይወት አድሕን ስርሒት ከምዝትረኽበ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ገሊጾም። ካልኦት 76 ስደተኛታት ኣብ ካልእ ከባቢ ምድሓኖም ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ።

XS
SM
MD
LG