No media source currently available
ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ 114 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ ዘይመንግስታዊ ትካል ‘ሓካይም ብዘይዶብ’ ትዓርፈሉ ወደብ ከምዘይረኸበት ተፈሊጡ።