ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታት ኣብ ዶባት ፈረንሳ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ምክያዶም ተፈሊጡ

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታት ኣብ ዶባት ፈረንሳ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ምክያዶም ተፈሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:50 0:00

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታት ኣብ ዶባት ፈረንሳ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ምክያዶም ተፈሊጡ

ኣስታት 400 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ካብ ተዓቑቦምሉ ዝነብረ ማእከል ስደተኛታት ጣልያን ናብ ዶባት ፈረንሳ ብምጉዓዝ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ምክያዶም ተገሊጹ።

መብዛሕትኦም ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ፍልሰተኛታትን ምኳኖም ዝተፈልጠ ክኸውን ከሎ ኣብቲ ማእከል ብፖሊስ እንዳተሓለው ምንባር ከምዘጽልኦም ብምግላጽ ጉዕዞኦም ናብ ፈረንሳ ክቅጽሉ ከምዝደልዩ ይሕብሩ።

ፖሊስ ብወገኖም ነቶም ፍልሰተኛታትን ስደተኛታትን ንምቁጽጻር ዘንብዕ ጋዝ ከምዝተኮሱን ብዙሓት ነቲ ኣብቲ ዶብ ዘሎ ወሓዚ ንምስጋር ከምዝፈተኑ እንተኾነ ድሕሪ ሰዓታት ግን ቁጽሮም ብዙሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ብፖሊስ ተታሒዞም ከምዝተራእዩ ጸብጻብ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ይሕብር።

XS
SM
MD
LG