No media source currently available
ትማሊ ሓሙስ ኣስታት 388 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጠሞም ሓደጋ ድሒኖም ኣብ ወደብ ካግሊያሪ ኢጣልያ ምእታዎም ተገሊጹ።