ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብኣማኢት ዝቁጸሩ ስደተኛታት ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ምጥሓሎም ይግለጽ'ሎ - ጸብጻብ


ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኣውሮጳ ዘምርሑ ዝነበሩ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ምጥሓሎም ስግኣት ኣሕዲሩ ምቕናዩ ይፍለጥ።

ድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ትግርኛ ብዛዕባ'ዚ ኩነታት ምስ ኣብ ሓደ መደብር ቴሌቭዥን ጣልያን ከም ኣዳላዊ ዝሰርሕ ኤሚልዮ ባርቡ ተዘራሪቡ'ሎ።

ብተወሳኺ ካብ ኣሶሴይትድ ፕሬስ ዝተረኽበ ምስክርነት'ቲ ኩነታት ብክልተ ኤርትራዊያን'ውን ኣብዚ ጸብጻብ ቀሪቡ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ'ቲ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG