No media source currently available
ሕጹያት ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን፣ ምስ’ታ ኣብ ኵናት ቓዛን ተጻብኦ ምስ ኢራንን ተጸሚዳ ዘላ እስራኤል ከምዝድግፉ ይገልጹ። ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲን፣ ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ማእከላይ ምብራቕ ዝሕልዋ ተራን፣ ኣብቲ ሎሚ ዓመት ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ መን እዩ ንእስራኤል ዝድግፍ፧ ዝብል ሕቶ ኣበጋጊሱ ኣሎ።