ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መልእኽቲ ዳይሬክተር ድምጺ ኣሜሪካ ኣማንዳ በነት


መልእኽቲ ዳይሬክተር ድምጺ ኣሜሪካ ኣማንዳ በነት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:07 0:00

መበል 75 ዓመት ምምስራት ድምጺ ኣሜሪካ ሎሚ ለካቲት 1, 2017 ይኽበር ኣሎ። ዳይሬክተር ድምጺ ኣሜሪካ ኣማንዳ በነት ነዚ ብዝምልከት እዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ኣሕሊፈን።

XS
SM
MD
LG