ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ብድሆታት ጥዕና ስነ ኣእምሮ ኣብ ስደተኛታት
ኣብ ካናዳ ትኹረት ብምግባር ኣብ ኩነታት’ቶም ካብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ካብ ኤርትራ ናብ ምዕራባዊ ዓለም ዝሰደዱ መንእሰያትን ዘጋጥሞም ብድሆታት ብፍላይ ምስ ጥዕና ኣእምሮ ብዝተሓሓዝ ክኢላታት ጥዕና ስነ- ኣእምሮ ካብ ካናዳ ኣቶ ዮሃንስ ፈርናንዶ ድራርን ኣቶ ኣቤል መድሃኔ ገ/የሱስ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
ቅጥዒ