ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ ክራማት ሎሚ ዓመት ፈኩስ ምስ ምንባሩ በተዛማዲ ዘራእት ኣብ ደሓን ኩነታት ከምዝርከቡ ገሊጾም።

ናይ ሎሚ ዓመት ክራማት ፍኹስ ዝበለ ብምንባሩ ዘራእቲ ከምቲ ዝድለ ክፈርዩ'ኳ እንተዘይከኣሉ፡እቶት ግን ብተዛማዲ ኣብ ደሓን ደረጃ ከምዝርከብ ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ዝርከቡ ሓራስቶት ዓዲ ጋውል፣ማይ ሓርማዝ፣ዕዲ ጉዑቦ፣ዓዲቀበነን ዕዲ ቆጨሮን ሓቢሮም።

ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ

ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
1/7 ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
2/7 ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
3/7 ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
4/7 ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
5/7 ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
6/7 ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
7/7 ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
Previous slide
Next slide

ካብ ወርሒ መስከረም ጀሚሮም ኣብ ጽዑቕ ምእካብ ምህርቲ ከምዝተጸምዱን ድሮ’ውን ዓይኒ ዓተር፡ ባልደንጓን ገለ ክፋል እኽልን ዓዲጾም መኼዳ ከምዝጀመሩ አረዲኦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ምእካብ ምህርቲ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ መንደፈራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:33 0:00

This item is part of
​
XS
SM
MD
LG