No media source currently available
ኣብ መላእ ዓለም ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ ውሽጢ መስጊድ በበይኖም ይፅልዩ።ኣብ ገለ ቦታታት ኣብ መንግኦም ሓፁር ይግበረሎም፤ሓሓሊፉ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓደ ክፍሊ ደቂ ተባዕትዮ ድማ ኣብ ካልእ ክፍሊ ኣብ በበይኖም ክፍልታት ኮይኖም ይፅልዩ።ኣብ በርክለይ ካሊፎርኒያ ዝርኸብ መስጊድ ግን ካብዚ ልሙድ ኣካይዳ ፍልይ ብዝበለ ኣገባብ ደቂ ኣንስትዮ ዘጣየሽኦ ሓደ ጉጅለ ሓዲሽ ነገር ጀሚሩ’ሎ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ