ሽምዓታት፡ ዕንባባን ዝተፈላለየ መልእኽትን ንዝኽሪ ግዳያት አብቲ መጥቃዕቲ ዘጋጠመሉ ቤት መግብታት ፓሪስ የንብሩ
ዝኽሪ ግዳያት መጥቃዕቲ ፓሪስ አብቲ'ቲ እቲ ሓደጋ ዘጋጠመሉ ቤት መግብታት ይኻየድ
1
አብ መጥቃዕቲ ፓሪስ መጀመርያ ካብ ዝተጠቕዑ ቦታታት ሓደ አብ ጥቓ ለ ፔቲት ካምፖድጅን ለ ካርሊዮንን ዝርከብ ቤትመግቢ'ዩ። ድሕሪ'ቲ መጥቃዕቲ አብዚ ቦታ ሰባት ሓዘኖም ንምግላጽ ይእከቡ።
2
ሓንቲ ካብ ግዳያት መጥቃዕቲ ፓሪስ ዝኾነት ጓል 23 ዓመት ተማሃሪት ካሊፎርኒያ ዩኒቨርሲቲ Nohemi Gonzalez
3
አብ መጥቃዕቲ ፓሪስ መጀመርያ ካብ ዝተጠቕዑ ቦታታት ሓደ አብ ጥቓ ለ ፔቲት ካምፖድጅን ለ ካርሊዮንን ዝርከብ ቤትመግቢ'ዩ። ድሕሪ'ቲ መጥቃዕቲ አብዚ ቦታ ሰባት ሓዘኖም ንምግላጽ ይእከቡ።.
4
አብ መጥቃዕቲ ፓሪስ መጀመርያ ካብ ዝተጠቕዑ ቦታታት ሓደ አብ ጥቓ ለ ፔቲት ካምፖድጅን ለ ካርሊዮንን ዝርከብ ቤትመግቢ'ዩ። ድሕሪ'ቲ መጥቃዕቲ አብዚ ቦታ ሰባት ሓዘኖም ንምግላጽ ይእከቡ።