ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ኣባላት ደምበ ተቓውሞ ንመደረ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብበሊሕ ይነቕፉ


ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጽንብል ናጽነት መደረ እንዳቕረቡ

ካብ ከባቢ ኒው ዮርክ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ከምኡ ድማ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ካብ ኦታዋ ካናዳ፡ ነቲ ትማሊ ዝቐረበ መደረ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብበሊሕ ነቒፎሞ`ለዉ።

ፕረሲደንት ኢሳያስ ብምኽንያት`ቲ ትማሊ ዝተኸብረ መበል 25 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ፡ ብተለቪዥን ብቐጥታ ዝተመሓላለፈ መደረ ኣስሚዖም ኔሮም።

ምስ`ቶም ክልተ ኤርትራውያን ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG